ሕማም ዓሶ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ካብ ኣህጉር ኣፍሪቃ መሊእካ ንምጥፋእ፣ ዓመታዊ 5.2 ቢሊዮን ዶላር ከም ዘድሊ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት፡ ኣብ ምዝዛም መበል 38 ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ ...
(ኮሌራ) 15 ሰባት ከምዝሞቱ ቤት ጽሕፈት ጥዕና’ቲ ክልል ኣፍሊጡ።እቲ ለበዳ ፈለማ ኣብ ዝተራኣየሉ ዞባ ኑዌር ግና ክሳዕ ሎሚ በቲ ሕማም 18 ሰባት ከምዝሞቱ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ጥዕና’ቲ ዞባ ኣቶ ጋትቤል ግርማል ንድምጺ ኣመሪካ ገሊጾም ኣለው። ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ጥዕና ጋምቤላ ዶ/ር ኣቤል ኣሰፋ ብወገኖም "ዝሓለፈ ...
ዶክተር ሙላቱ ኣብ መዛዘሚ ናይ ኣልጀዚራ ጽሑፉ፡ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ መሊሱ ኣብ ካልእ ጎንጺ ከይኣቱ፡ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጸቕጢ ክገብር ጸዊዑ። ነቲ ዞባ ናብ ዝተሓደሰ ሕንፍሽፍሽ ...
ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ሰሓርቲ፣ ናይ ሓደ ጣብያ ኣመሓዳሪ ማህተም ብሓይሊ ዝመንዝዑ ሓይልታት ፀጥታ ምስ ነበርቲ ብዝፈጠርዎ ተፃብኦ 17 ሰባት ጉድኣት በፂሕዎም ክብሉ ብግዜያዊ ምምሕዳር ኣመሓዳሪ ...
The four included a mother and her two children who have long been feared dead and had come to embody the nation’s agony ...
ላዕለዎት ዲፕሎማት ኢትዮጵያን ሶማልያን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ብዝተፈረመ ናይ መረዳድኢ ሰነድ ዝተወልዐ ምስሕሓብ ንምፍታሕ ናይ መጀመርታ ዙር ቴክንካዊ ዝርርብ ምክያዶም ቱርክየ ምግላጻ ...
ተወከልቲ ዩክሬን ኣብ ዘይተረኽቡሉ፡ ብሚኒስተራት ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካን ሩስያን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ሪያድ ስዑዲ ዓረብ ርክብ ኣካዪዱ ኣሎ። እዚ ታሪኻዊ ርክብ ነቲ ንኣስታት ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝሓለፉ ፍርቂ ዓመተ 2017፡ 89 ዳያኑ ካብ ስራሕ ምልቃቖም ገሊፁ። ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ክልል ኣቶ ኣለም ኣግደው ጸብጻብ መፋርቕ'ዚ ዓመት ...
ድሕሪ ምጅማር ኲናት ዩክሬን ንፈለማኡ ዝዀነ፡ ብኽልተ ሚኒስተራት ወጻኢ ጉዳያት ዝምራሕ ርክብ ሩስያን ኣመሪካን ሎሚ ኣብ ሪያድ ስዒዲ ዓረብ ይቃናዕ ኣሎ። እዚ ብወገን ኣመሪካ ብሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ...
ወሃቢት ቃል ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካ ቶኒ ብሩስ ከም ዝሓበረቶ፡ ብሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካ ማርኮ ሩቢዮ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ፡ ምስ ሩስያዊ ልኡኽ ንምዝታይ ጽባሕ ...
ሚንስተር ጉዳያት ወፃኢ ሩስያ ሰርገይ ላቨሮቭ ናብታ ላዕለዎት ዲፕሎማት ኤውሮጳ ንዩክሬን ዝህብዎ ደገፍ ከሐይሉ’ዮም ተባሂሉ ትጽቢት ኣብ ዝግበረሉ ናይ ክልተ መዓልታት ኣኼባ ሃገራት ጉጅለ-20 ...