ሓማስ ሎሚ ሓሙስ ብኣማኢት ዝቑጸር ሰባት ኣብ ዝተረኽብሉ ሬሳታት ኣርባዕተ ጅሆ ተታሒዞም ዝነበሩ ሰባት ኣብ ደቡባዊ ቓዛ ንእስራኤላውያን ስድራቤታት ኣረኪቡ። ሰለስተ ካብቲ ሬሳታት ናይ ሓደ ስድራቤት ...
ክፍሊ ትረጀሪ ኣመሪካ፡ መንግስቲ ሩዋንዳ ኣብ ልዕሊ ኲናት ደሞክራሲያዊት ርፓብሊክ ኮንጎ ገይሩዎ ዝበሎ ምትእትታው ስዒቡ እገዳ ኣንቢሩ። ካብቲ ሚኒስትሪ ዝወጽአ መግለጺ ከም ዝሕብሮ፡ ኣብዚ ብኣመሪካ ...
ሚንስተር ጉዳያት ወፃኢ ሩስያ ሰርገይ ላቨሮቭ ናብታ ላዕለዎት ዲፕሎማት ኤውሮጳ ንዩክሬን ዝህብዎ ደገፍ ከሐይሉ’ዮም ተባሂሉ ትጽቢት ኣብ ዝግበረሉ ናይ ክልተ መዓልታት ኣኼባ ሃገራት ጉጅለ-20 ...
ዶክተር ሙላቱ ኣብ መዛዘሚ ናይ ኣልጀዚራ ጽሑፉ፡ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ መሊሱ ኣብ ካልእ ጎንጺ ከይኣቱ፡ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጸቕጢ ክገብር ጸዊዑ። ነቲ ዞባ ናብ ዝተሓደሰ ሕንፍሽፍሽ ...
ሕማም ዓሶ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ካብ ኣህጉር ኣፍሪቃ መሊእካ ንምጥፋእ፣ ዓመታዊ 5.2 ቢሊዮን ዶላር ከም ዘድሊ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት፡ ኣብ ምዝዛም መበል 38 ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ ...
(ኮሌራ) 15 ሰባት ከምዝሞቱ ቤት ጽሕፈት ጥዕና’ቲ ክልል ኣፍሊጡ።እቲ ለበዳ ፈለማ ኣብ ዝተራኣየሉ ዞባ ኑዌር ግና ክሳዕ ሎሚ በቲ ሕማም 18 ሰባት ከምዝሞቱ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ጥዕና’ቲ ዞባ ኣቶ ጋትቤል ግርማል ንድምጺ ኣመሪካ ገሊጾም ኣለው። ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ጥዕና ጋምቤላ ዶ/ር ኣቤል ኣሰፋ ብወገኖም "ዝሓለፈ ...
Officials said militants armed with guns intercepted several passenger buses on a highway in Rakhni, Balochistan, late ...
ተወከልቲ ዩክሬን ኣብ ዘይተረኽቡሉ፡ ብሚኒስተራት ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካን ሩስያን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ሪያድ ስዑዲ ዓረብ ርክብ ኣካዪዱ ኣሎ። እዚ ታሪኻዊ ርክብ ነቲ ንኣስታት ...
ብመንገዲ ኢንተርነት ኣብ ዝግበር ምድንጋርን ምኽዕባት ገንዘብን (ስካም) ተዋፊሮም ዝጸንሑ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ዜጋታት ቻይና፡ ካብ መይንማር ተለቒቖም ንዓዶም ኣምሪሖም። እቶም ኣብ ዕጹዋ ማእከላት ተታሒዞም ብጊልያነት ...
ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ሰሓርቲ፣ ናይ ሓደ ጣብያ ኣመሓዳሪ ማህተም ብሓይሊ ዝመንዝዑ ሓይልታት ፀጥታ ምስ ነበርቲ ብዝፈጠርዎ ተፃብኦ 17 ሰባት ጉድኣት በፂሕዎም ክብሉ ብግዜያዊ ምምሕዳር ኣመሓዳሪ ...
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝሓለፉ ፍርቂ ዓመተ 2017፡ 89 ዳያኑ ካብ ስራሕ ምልቃቖም ገሊፁ። ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ክልል ኣቶ ኣለም ኣግደው ጸብጻብ መፋርቕ'ዚ ዓመት ...
当前正在显示可能无法访问的结果。
隐藏无法访问的结果